ክሳብ ሕጂ ደገፍቲ እዚ ዉጥን (ፕሮጀክት) Projektes

  • እዚ ፕሮጀክት እዚ ካብ ኣገልግሎት ማእከል ዉህደት ከተማ ዞሊንገን (Stadtdienst Integration der Stadt Solingen www.solingen.de Förderprogrammen des Landes NRW (ጥርኑፍ ክልላዊ ኖርድ ራይን ወስት ፋለን (ብሓባር) („NRW hält zusammen“) und des Bundes („Demokratie leben“) ዲሞክራስያዊ ሂወት ድፍኢት ብምግባር ገንዘባዊ ምንጪን ዓቢ ደገፍን ረኺቡ ዝበዝሐ መስርሕ ምትርጓም ብኣብያተ ኣገልግሎት ከም ዝትርጎም ዕድል ረኺቡ
  • ከምኡ ዉን ኣገልግሎት ምትርጓም ብዉልቀ ሰባት ተዳል
  • ኣገልግሎት ማእከል Psychosoziales ንስደተኛታት ዱዙልዶርፍ (PSZ),​ www.psz-duesseldorf.de ጽሑፋት ድምጻዊ ሰነዳትን  ደገፉ ኣበርኪቱ
  • Michaela Huber, www.michela-huber.com ብምትሕብባር ምስ Junfermann Verlag GmbH, Paderborn, www.junfermann.de ሰሪሓ ጽሑፋትን ድምጻዊ ሰነዳትን  „Der innere Garten“,  (ውሽጣዊ ቦታ ኣታኽልቲ) „Das klärende Bad“ (ናይ ጽሩይ ማይ) und „Die Achtsamkeitsübung“ ካብ ንሳ ዝጸሓፈቶ መጽሓፍ ወጺኦም ኣብ ኣገልግሎት ክዉዕሉ ዝተዘርግሑ እዮም „Der innere Garten“ (ውሽጣዊ ቦታ ኣታኽልቲ) „ (ISBN: 978-3-87387-582-1) በዚ ቍጽሪ እዚ ብቀሊሉ ክትረኽብዎ ትኽእሉ
  • Pädagogin Susanne Stein, www.susannestein.de ንማህስይቲ ብኣገባብ ዝገልጽ ስእላዊ ናይ ቆልዑት መጽሓፍ ሱዛነ እሽታይን መሪሓቶ(ኣዳልያቶ) ሽም እዚ መጽሓፍ ድማ Traumabilderbuch ይበሃል
  • ንማህስይቲ ብኣገባብ ዝገልጽ ስእላዊ ናይ ቆልዑት መጽሓፍ ሱዛነ እሽታይን መሪሓቶ(ኣዳልያቶ) ሽም እዚ መጽሓፍ ድማ Traumabilderbuc ብዲፕሎማ ዝተመረቐት ሳቢነ ኰኽ  ይበሃል Dipl. Psychologin Sabine Koch, www.koch-solingen.de  „Tresorübung“ (ናይ ሳጹን ልምምድ)  die „Lichtübung“ (ናይ ብርሃን ልምምድ) und die Übung „Kontakt zur inneren Stärke aufnehmen“ (ናይ ርክብ ውሽጣዊ ሓይሊ ልምምድ) ከምኡ ዉን ኣስተምህሮ ዝህቡ ጽሑፋት ኣዳልያ
  • እዚ መርበብ ሓበሬታ ብናይ ዉክልና ትካል Online-Marketing „parallaxis www.parallaxis.de ተማሂዙ (ተዳልዩ)
  • ተሰካም ሓላፍነት እዚ መርበብ ሓበሬታ ​Dr. Birgit Kracke, Fachärztin für Psychiatrie/Psychotherapie, Solingen ዶክተር ብሪጊት ክራከ ሓኪም ሳይክያትሪ/ስነ ኣእምሮኣዊ ፍዋሴ
    ኣብ ዞሊንገን እ www.dr-birgit-kracke.de
    E-Mail: praxisdr-birgit-kracke.LÖSCHEN.de