ስእላዊ መጽሓፍ (ብስእላዊ መልክዕ ንማህሰይቲዝገልጽ)

ብ Susanne Stein, www.susannestein.de

ሽም ናይ’ዚ መጽሓፍ (እቲ ቆልዓ ካብ ዓበይቲ ዘፍርሑ ጽላሎት ነጻ ዝወጸሉ)

እዚ ስእላዊ መጽሓፍ ብዛዕባ ከቢድ ኣርእስቲ ብዝርዳእ መልክዕ ንማህሰይቲ ክገልጽ ይፍትን ሓደ ቆልዓ ብሰንኪ ኣብ ውግእ ሁሞት ዘሕለፎም ተመክሮታት ካብ ዓቕሙ ንላዕሊ ዝዀነ ፍርሒ ኩነት የሕልፍ እዚ ጽላሎት ፍርሒ ነዚ ቆልዓ ይከታተሎ ኣሎ እዚ ዘሰንብድ ኩነት ኣብ ዝሓለፉ ንውሕ ዝበሉ እዋናት ከኸውን ይኽእል

ንቆልዑት ንስድራ ቤት ከምኡ ውን ነቶም ንዖዖም  ዝሕግዙን ዝተሓባበሩን ነቶም ዘይረኣዩ ኣብ መዓልታዊ መነባብርኦም ጸገማት ዝፈጥሩሎም ኩነታት ንኽርድእዎም ይሕግዝ ኣብዚ እዋን እዚ ሓደ ቆልዓ እንታይ የድልዮ
ብዝምልከት ኣብ መዓልታዊ ሂወቱ ካብ ስድራ ቤት ከም ምእባድ ምሕቋፍ