ሓበሬታ ንስደተኛታት
እንተድኣ በዚ መርበብ ሓበሬታ ተገዲሱኩም (ድሌት) ኣለኩም ኮይኑ ምናልባሽ ኣብ ዝሓለፈ እዋን ዓቢ ስቓይ ኣሕሊፍኩም ተሞኪርኩም ክትዀኑ ትኽእሉ ምናልባሽ ውን ሃገርኩም ክትገድፉ ተገዲድኩም ትዀኑ ገለ ካብ ስድራቤትኩም ውን ኣጥፊእኩም ትዀኑ ወይ ውን ስነ ኣእምሮኣዊን ኣካላዊ ቃንዛ ኣሕሊፍኩም ትኾኑ ሕጂ ግን ኣብ ውሑስ ቦታ ስለ ዘለኹም ክትቀስኑን ክትረግኡን ትኽእሉ ኢኹም ምናልባሽ ብውሽጥኹም ነዞም ዝስዕቡ
ሕቶታት ክትሓቱ ትኽእሉ :
- ምስ እዚ ኹሉ ሕሉፍ ተዘክሮታተይን ሻቕሎተይን ጭንቀተይን ከመይ ኢለ ክነብር ይኽእል?
- ምስ እዚ ካብ ሃገረይ ዝናፈስ ዘሎ ዜና (ወሬ) እንዳሰማዕኩ ኸ ከመይ ኢለ ክነብር ይኽእል?
- ብኸመይ ምስ እቶም ብድሕረይ ገዲፈዮም ዝመጻእኩ ሰባትን ናፍቖት ሃገረይን እንዳ ዘከርኩ ክነብር ይኽእል?
እዚ መርበብ ሓበሬታ እዚ (Website) ብኸመይ ንስደተኛታት ክሕግዝ ይኽእል?
እዞም ኣብዚ ተቐሪቦም ዘለው መምርሒታት (ምኽርታት) ክሳብ እቲ ግቡእ ፍወሳ በቲ በዓል ሞያ ዝግበረልኩም ኣብ እዋን ከቢድ ውሽጣዊ ጸቕጢ ሸኸምኩም ጭንቀትኩም ብቅልጡፍ ከሕግዙኹም ዝኽእሉ ጠቐምቲ መምርሒታት እዮም
ብዘይ ክፍሊት ንስደተኛታት መለማመዲ ዝሕግዝ ብጹሑፍን ብድምጽን (Download) ዝጸዓን
- Ushtrime per persona te traumatizuar (Albanisch)
- Exercises for traumatized people (Arabic)
- Exercises for traumatized people (Serbokroatisch-Bosnisch)
- Übungen für traumatisierte Menschen (Deutsch)
- Exercises for traumatized people (Englisch)
- Exercises for traumatized people (Farsi)
- Exercises for traumatized people (Französisch)
- Exercises for traumatized people (Kurdisch-Kurmanci)
- Exercises for traumatized people (Kurdisch-Sorani)
- Exercises for traumatized people (Russisch)
- Exercises for traumatized people (Tamil)
- Exercises for traumatized people (Türkisch)